ታሪኽ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣኽራናት ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዉን እዩ ነይሩ! ፕረስደንት ማሕበር ባሕሬኛታት ኤርትራ ቺፍ ኢንጂነር ፓውሎ ኣንቶንዮ! ማሕበር ባሕሬኛታት ኤርትራ (ማባኤ) ብተገብረሉ ዕድመ መሰረት ኣብቲ ካብ ዕለታት 04-05 ሓምለ ብማንዛ ዝተካየደ መበል 3 ሃገራዊ ጉባኤ ዓፋር ኤርትራ ተሳቲፉ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ፕረስደንት ማባኤ ቺፍ ኢንጂነር ፓውሎ ኣንቶንዮ ኣብ ዘቅረቦ ናይ […]

Read More →