ሽዱሽተ ኤርትራውያን ባሕረኛታት ንኣጠቃቅማ ናይ ባሕሪ ዳታ (ሰነድ) ስልጠና ዛዚሞም
ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ (ESU) ብኮፐርኒከስ ማሪን ሰርቪስን መርካተር ኦሽን ኢንተርናሽናልን ዝተዳለወ ናይ ማሪን ዳታ 4 ኣብ ናይ ባሕሪ ባልቲክ ዝተገብረ ዓውደ መጽናዕቲ (workshop) ሽዱሽተ ባሕሬኛታት ኣባላቱ ብምስታትፍ ብዓወት ዛዚሞም። እቲ ብዕለት 2ን 4ን ጥቅምቲ 2024 ብማንዛ ዝተካየደ ስልጠና፡ ኣብ መስርሕ ምእካብ መረዳእታ ዝከዉን ኣሃዝት ሰነድ ባሕር ንምርምር ባሕሪ ባልቲክን ዘተኮረ እዩ ኔሩ። እዚ ነቲ ማሕበር […]
Read More →