ኣብ ካዛኪስታን ኣብ ዝርከብ ክፋል ባሕሪ ካስፒያን ዝርከብ ካሻጋን፡ ክሳብ ኣሉታ -35 ዲግሪ ዝወርድ ብርቱዕ ዛሕልን ልዑል መጠን ሃይድሮጅን ሳልፋይድን ሓዊሱ ኣብቲ ቦታ ምስራሕ ከቢድ ይገብሮ። እዚ ብድሆታት’ዚ እናሃለወ፡ ኤርትራውያን ባሕረኛታት ሓዊሱ ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ክኢላታት ሰብ ሞያ ባሕሪ ሞያዊ ክእለቶምን ተወፋይነቶም ዘርኢ ዕዉት ንጥፈታት ዕደና ነዳዲ ብዕዉትን ዉሑሱን መንገዲ ይካየድ። ካብ ዝተሓተ ክሳብ […]

Read More →

Resilience and Recognition: The Impact of Eritrean Maritime Professionals on Kazakhstan’s Caspian Sea Operations Along the Kazakhstani coast of the Caspian Sea lies the Kashagan region, known for its harsh conditions, with freezing temperatures dropping to – 35 degrees Celsius and high levels of hydrogen sulfide in the air. Despite these adversities, successful oil exploration […]

Read More →