ሽዱሽተ ኤርትራውያን ባሕረኛታት ንኣጠቃቅማ ናይ ባሕሪ ዳታ (ሰነድ) ስልጠና ዛዚሞም
እዚ ነቲ ማሕበር ንኣካዳሚያዊ ተሳትፎ ዘለዎ ጽኑዕ ተወፋይነት ዘጉልሕ ኮይኑ፡ ክእለት ኣባላት ንምስጓምን ሞያዊ ምዕባለኦም ንምድጋፍን ዘለዎ ተወፋይነት ዘርኢ እዩ። እቶም ተሳተፍቲ ናይ ተሳትፎ ምስክር ወረቐት ተቐቢሎም።
እቲ ማሕበር ብደረጃ ዓለም ንኤርትራውያን ባሕረኛታት ንምሕያል ዕድላት ትምህርታውን ቴክኒካውን ስልጠናታት ምድጋፍን ክቕጽል እዩ።
ንሞያዊ ጉዕዞታት ኤርትራውያን ባሕረኛታት ኣብ ዓለማዊ መድረኽ ንምድጋፍ ተወሳኺ ስጉምትታት ኣብ እንወስደሉ ዘለና እዋን ተወሳኺ ሓድሽ ሓበሬታ ንምርካብ ተኸታተሉ።
ማሕበር ባሕሬኛታት ኤርትራ
09.10.2024
Website – https://eritreanseamanunion.org/
email – [email protected]/

This certificate confirms participation in the “Marine Data 4 Baltic Sea” workshop, organized by Copernicus Marine Service and Mercator Ocean International, held online from October 2nd to October 4th, 2024. The event focused on marine data applications in the Baltic Sea region, enhancing knowledge and skills in maritime science and operations.